These cookies will be stored in your browser only with your consent. Psalms chapter 91 of the Amharic Holy Bible, with audio narration ከምዝኾነ ትገልጽ።, ሳልሳይ ምዕራፍ ብዘተሓሳስብ ምኽንያት ዝመጽእ ጓሂ ። ኩሉ ግዜ ኣብቲ ዘሎኻዮ በቲ ዘሎካ ኣብ ዙርያኻ ዝርከብ ኩነታት ኮነ ብዘጋጥመካ ኣጓናፍ ነገራት ብዝሰማዕካዮን ብዝረኣኻዮን ብምምዛን ብድንገተኛ ኮነ በጋጣሚ ክትሓስብ እንተሎካ እቲ ነገር ፍጻሜ ብዘይምርካቡ ክትጉሂ ከሎኻ ምዃኑ ይገልጽ።, ብሓፈሽኡ እቲ መንገዲ ቅዱስን እቲ ናይ ጓሂ መንገዲን ዘርዚሩ ዝገልጽ ትምህርታዊ መጽሓፍ እዩ”።, “ትሕዝቶ ናይ’ዚ መጽሓፍ ኣብ ሚስጥራዊ ወንጀል መርመራ ዝተመስረተ እዩ። ናይቲ ዝሞተ ሰብ ሬሳ ስለ ዘይተረኽበ ተኸሰስቲ ይኹኑ መሰኻክር ሓቂ ዝኾነ ናይ ምርመራ ቓሎም ስለዘይሃቡ ብምኽሓዶም እቶም ነብሲ ዝቀተሉ ሰባት ብነጻ ምኻዶም ይገልጽ። በዚ ምኽንያት ናይቲ መዋቲ ደም ከንቱ ፈሲሱ ከምዝተረፈ የርኢ። እቶም ሰባት እምነት ዘይብሎም ምዃኖም ናይ ቤት ፍርዲ ድኽመትን ኣብሪሁ ይገልጽ”።, ይስሓቅ ዮሴፍ Issak Yossief, “ኤርትራ ኣብ ምምሕዳር እንግሊዝ ምስ ኣተወት በቶም ደቂ ኣስመራ መንእሰያት ዝግበር ዝነበረ ናይ ናጽነት ዝሓትት ፖለቲካዊ ቃልሲ፣ ንኤርትራ ናጻ ምዉጻእ፣ ምንጻልን ምዉህሃድን ዝነበረ ጻዕሪ ዝገልጽ ልብ-ወለድ እዩ። ናይ ኤርትራ ናይ ፖለቲካ ማሕበራት ህዝቢ ኣብ ልዕሊ እንግሊዝ ተቃዉሞ ከልዕል ዓቢ ናይ ፕሮፖጋንዳ ምስቅስቃስ ከምዝገበሩ ይገልጽ። ናይ ኢትዮጵያዉያን ስምዒት ፍቅሪ ሃገር ዝለዓለ ምዃኑ የረድእ። ብተወሳኺ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ደቂ ተባዓትዮ ማዕረ ኣብ ኣደባባይ ስልጣን ክካፈላ ናይ ማዕርነት መሰለን ክረጋገጸለን መጸዋዕታ የቅርብ”።, “እዛ ሓደ ኤርትራዊ ዝተባህለት መጽሓፍ ብሙሉኡ እኳ እንተዘይኮነ ኣብዘን ዝሓለፋ ሚእቲ ዓመታት ኣብ ኤርትራ ዝተገብረ ተጋድሎ እንዳጠቀሰ ብሓጺሩ ዛንታ ኤርትራ እተዘንቱ እያ።, ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዝነበረ ቃልሲ ማሕበራት ፖሎቲካ ዳርጋ ኣብ ሓድሕዳዊ ዉግእ ቀሪቡ ከምዝነበረ፣ ምስ ጣልያንን እንግሊዝን ዝተገብረ ዉግእ እተዘንቱ ልብ-ወለድ ታሪኽ እያ። ብዛዕባ ናይ መቅደላ ዉግእ የዉሪ። ናይ ራእሲ ወልደሚካኤል ራእሲ ባይራኡን ዉግእ የመልክት። ኣብ ዶገሊ ዝነበረ ናይ ኣሉላ ኣባነጋን ናይ ጣልያን ዉግእን ብሰፊሕ ይገልጽ። ከምኡ’ውን ናይ መተማን ናይ ዓድዋ ዉግእን ብዛዕባ ስምምዕ ዉግእ ዉጫለን ኣብቲ ጽሑፍ ይርከብ፣ ብላት ገብረእግዚኣብሀር ጊላኦም፣ ካልኦትን ካብ ቤት ማእሰርቲ ናኹራ ምህዳም፣ ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ ንዓዶምን ንህዝቦምን ክብሉ ሂወቶም መስዋእቲ ከምዝገበሩ ይገልጽ።ብዝበለጸ ጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ ዓቢ ሽግር ከምዝፈጠረ ድሓር’ውን ፋሽሽቲ ጣልያን ከምዝተሳዕረ ይገልጽ”።, “ህድኣት” ጓል ኣባሻዉል ከምዝኾነት ይገልጽ። ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ኣብ ኣስመራ ክትዓቢ ክትመሃር፣ ክትመስል፣ ክትወልድ ክትመዉት ዝተተምነየት ብዛዕባ ፍቕሪ ከይፈለጠት ብፍቕሪ ዝተጸምደት መልክዐኛ ወይዘሮ ምንባራ የዘንቱ። ብዛዕባ ፍቅሪ ሓዳር ዝሙት፣ ዕብዳን ብሓፈሻ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ይኹን ኣብ ደቂ ተባዓትዮ ዝወርድ ተጋድሎ ጸገምን ራህዋን ሓዋዊሱ ዘዘንቱ መጽሓፍ እዩ።, በዓል ቤት ህድኣት ካልእ ፈታዊት ዝሓዘ መሲሉዋ ብቅንኢ ተለዓዒላ ናብ ናይ ቀደም ጠባዩ ክምለስ ኢላ ዝወሰደቶ ናይ ምኹራይ ጠባይ ነቲ ጽልኢ ከምዘግደዶ የመልክት። እንተኾነ በዓል ቤታ ካልእ ኣፍቒሩ ዘይኮነስ ብስራሕ ምብዛሕ ዘርኣዮ ጠባይ ምዃኑ ይገልጽ። እቲ መጽሓፍ ኣብ ሰብ ሓዳር ምትእምማን ከምዘድሊ ዘረድእ እዩ”።, “ትሕዝቶ ናይዛ ልብ-ወለድ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሃገር ዝፍጸም ዝነበረ ናይ ዓሌት ኮነ ናይ ንብረት ፍልልይ ዝስዓቦ ሓደጋ ከቢድ ከም ዝነበረ ይሕብር፣ ንዝነበረ ንብረት ሃገር ብምዝካር ንዝፈሰሰ ንጹሕ ደምን ንዝተኸስከሰ ኣዕጽምትን ንዝተፈጸመ ናይ ሓባር ተጋድሎን ብምጥቃስ እቲ ናይ ሓቂ ብተፈጥሮ ፍቅሪ ብወለዶ ብዓሌት ብዘርኢ ብሃብቲ ብወገን ዝፈልዮ ክነብር ዘይክእል ምዃኑ፣ ኣንጻሩ ምጉያይ ኣንጻር ንፋስ ምዝራእ ምዃኑ ብምግላጽ ኣሕዋትን ኣሓትን ብንጹሕ ፍቅሪ ተጠሚሮም ንጹሃት ዜጋታት ምእንቲ ክኾኑ ዝገልጽ እዩ። ብዘይካ’ዚ ነፍሲ ወከፍ ፍጡር ዓቅሚ ኣዳም ምስ በጽሐ ዝቀንዐ መንገዱ ብምሕባር ብምርዳእ ወይ ከኣ ብቅኑዕ ኣተዓባብያ እንተዘይኮይኑ ግደፍ እንተዘየሎ ኣይዉላደይን ኢኻ….ብዝብል ፈኸራ ክምለስ ወይ ኪዕረ ከም ዘይከኣል የረድእ። ንመንእሰያት ሃገር ብሓይሊ ካብ ዘፍቅርወን ወይ ዘፍቅረኦም ክትፈሊ ኢልካ ምፍታን ከም ዕንጨይቲ መሊሱ ዘድርቆ ምዃኑ ይገልጽ”።, ደራሲ እዛ “ዛንታ ከተማ ኣስመራ” ኣርእስታ ትብል መጽሓፍ ካብ ነዊሕ ዓመታት ጀሚሩ ኣብ ጋዜጣታትን መጽሄትን ዝቀረቡ ሓበሬታታት ኣኻኺቡ ንኣንበብቲ ዘበርከቶ ኢዩ።, ዛንታ ከተማ ኣስመራ ከም ኩሉ ዛንታ ዓድታትን ከተማታትን ኤርትራ ታሪኻዊ መሰረት ኣበጋግሳ ዘለዎ ስለዝኾነ ኣዝዩ ነዊሕን ምሁራዊ መጽናዕቲ ዝሓትትን ክኸዉን ይኽእል። እንተኾነ ግን ኣቅራቢ እዛ መጽሓፍ ኣስመራ ርእሲ ከተማ ንምዃን ዘብቅዑዋ ፍጻሜታትን እዋናዊ ኩነታትን ጠርኒፉ ብዝያዳ ድማ ኣመሰራርታን ኣመጻጽኣ ዞባታት ኣስመራን ጥንታዊነት ኣስመራን ጥንታዊ ስም ቦታታትን ኣብ ዝብላ ዛዕባታት ዝተደረተ መጽናዕቲ ኢዩ ኣካይዱ።, ይስሓቅ ገብረየሱስ /ኣባ/ Issak Ghebreyesus (Aba), “እዚ ልብ-ወለድ ክልተ ታሪኽ ዝሓዘ እዩ። ቀዳማይ ክፍሊ ኣብ ገዳም ተደርብዩ ዝተረኽበ ቆልዓ ብፈለስቲ ከምዝዓበየ ይገልጽ። ኣብ ትሕቲ ወለዱ ስለ ዘይዓበየ ከምቶም ምስ ስድራ ቤቶም እና ተጻወቱ ዘሕልፍዎ ጊዜ ንኸሕልፍ ዕድል ብዘይ ምርካቡ ኣብ ኣእምርኡ ጭንቀት ከም ዝነበሮ፣ ናይ ወለዱ እንታይነት ንኽፈልጥ ኣብ ዝገበሮ ጻዕሪ ናብ ሞት ከም ዘብጽሖ የዘንቱ።, ቀጺሉ ኣብ ካልኣይ ክፍሊ ናይቲ ኣብ ቀዳማይ ክፍሊ ዝተጠቅሰ ቆልዓ ናይ ኣዲኡ ታሪኽ ዝምልከት እዩ። ብሞት በዓል ቤታን ብምጥፋእ ወዳን ኣብ ከቢድ ሓዘንን ሽግርን ከምዝወደቐት ይዝርዝር። እቲ ታሪኽ ናይ ቃል ኪዳን ክብርን ናይ ዉላድ ፍቕርን ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምዃኑ ይነግር። ኣብቲ ልብ-ወለድ ሕንቅል ሕንቅሊተይ ጽዉጽዋይ፣ ባህላዊ ጸወታታት፣ ናይ መርዓን ናይ ሓዘንን ግጥምታት፣ ደርፊ ይርከብዎ። ብቛንቛ ግእዝ ዝተጻሕፉ ብዙሓት ሃይማኖታዊ ጥቅስታት ኣለዉዎ”።, ይትባረኽ በርሀ (ዘውገ ምሁራን) Ytbarek Berhe (Zewge Mhuran), ናይ ክልተ ሽሕ ዓመታት ጉዕዞ ታሪኽ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ዘዘንቱ መጽሓፍ እዩ። ንምግላጽ ምእንቲ ክጥዕም ተባሂሉ ድማ በብኽፍላተ ዘመኑ፡ ካብ ቅድመ ክርስትና ዝነበረ ግዜ ጀሚሩ ክሳዕ መወዳእታ መበል 20 ክፍለዘመን፡ ኣብ ሓሙሽተ ዓበይቲ ምዕራፋት ተመቒሉ ቀሪቡ’ሎ። እዚ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፈ ታሪኽ፡ ብኹዕታ ካብ ዝተዳህሰሱ፡ ኣብ ጽፍሕታት ኣኻውሕ፡ ቀጸላ ኣእማንን ሰሌዳን ካብ ዝተጻሕፉ፡ ካብ ጥንታውያን መጻሕፍተ ብራናን ካብ ናይ ወጻእተኛታት ሰነድን ምርኩስ ብምግባር ዝሃብተመ እዩ።, ይትባረኽ ገብረትንሳኤ Ytbarek Ghebretnsae, “ሓደ ፊልሞን እተባህለ ኣቡኡን ኣዲኡን ምስ ሞትዎ፣ ካብ ኣሕዋቱ ተፈልዩ ክጠፍእ እንከሎ ብዙሕ ስቃይን መከራን ማይን ዉሕጅን ገጢምዎ ክሳቐ እንከሎ ሓደ ቤተሰብ ወሲዶም ከም ዘዕበይዎ ይገልጽ። ዓብዩ ባሕረኛ ኮይኑ ሓንቲ ኣታላ ዝተባህለት ከም ዝተመርዓወ፣ ኣብ ዓዶም ብተፈጥሮኣዊ ጸገማት ምቅማጥ ስለ ዘሸገሮም ኩሎም ዓዶም ለቒቆም ናብ ካልእ ስፍራ ከም ዝኸዱ የዘንቱ። ካብ ካልእ ዓዲ ወተሃደራት ዝሓዛ መራኽብ መጺአን ከም ዝማረኹዎምን ብወተሃደራዊ ሞያ ኣሰልጢኖም ናብ ሓደ ዓዲ ንክወሩ ተኣዚዞም ምስ ከዱ ኣብኡ ተሳዒሮም ከም ተኣስሩ። ፍርዶም ንመቅተልቲ ኮይኑ ታሪኽ ሂወቶም ኣብ ቅድሚ ንጉስን ንግስትን ክዛረቡ ከለዉ ፊልሞን ሓዋ ነታ ንግስቲ ምዃኑ ምስ እተፈልጠ። ኩሎም ብናጻ ተፈሪዶም ናብ ዓዶም ተመልሱ። በዓልቲ ቤት ፊልሞን ብሓዘን ሰብኣያ ዝኣክል ዓይና ዓዊራ ከም ዝጸንሓቶ ይገልጽ። ፊልሞን ብህዝቢ ይፍቶ ስለ ዝነበረ ንጉስ ከመሓድሮም ከም ዝተመርጸ ኣታላ በዓልቲ ቤቱ ሕክምና ተገይሩላ ኣዒንታ ሓዉያ ብሰላም ከም ዚነብሩ ገሊጹ እቲ መጽሓፍ ይዉዳእ”።, ብሩስን ኬሮል ብሪተንን ዝበሃሉ ዝደረስዎ፡ ንሰብ ሓዳርን ኣብ ቀረባ ግዜ ንዝምርዓዉን ዘገድስ መጽሓፍ እዩ። ደረስቲ ኣቐዲሞም ፍቕርን ሓዳርን እትብል መጽሓፍ ምስ ኣዳለዉ፡ ካብ ኣንበብቲ ብዙሕ ንሓዳር ዝምልከት ሕቶ ስለዝመጾም እዮም ነዛ መጽሓፍ ንኸዳልውዋ ተደሪኾም። ኣብ ሓዳር ንዘጋጥም ዝተፈላለየ ጸገማት እናተንተነ ብዝርዝር ዘረድእ ቀዳማይ ክፋል፡ ብቐጥታ ንሕቶታት ኣንበብቲ ዝምልስ ድማ ካልኣይ ክፋል ዝሓዘለት መጽሓፍ ድማ እያ።, ዮናስ ሃይለ Yonas Habte, ዮናስ ሃብተ መም. Learn how your comment data is processed. ኣብ 'ቅድስቲ መሬት' ፈላመይቲ ጓለንስተይቲ ፓስተር ተቐቢኣ. ዳሚያኖ Haile Melekot Ka.Damiyano, ኣስፍሓ ካሕሳይ Asfha Kahsay, እስቲፋኖስ ጋይም Estifanos Gaym, ኪነስተን ስኒል ሃ.ፍ. the priest and the deacon) at large through writing, learning, teaching, and translating books by themselves and others like ʔiyeb Ludolf with the help of ʔәbba Gorgoryes in 1888. ), ፍጹም እምሃ Fitsum Emaha, ያዕቆብ መርሃዊ መም. Online file sharing and storage - 10 GB free web space. ኣልፎንሰ ማሪያ D. Ligorisa. ሥርዓተ ቅዳሴ ፲ ሕዝቢ፡ በaማን aብ ቅዱስ በaማን ወልድ ቅዱስ በaማን ውeቱ መንፈስ ቅዱስ። ፲፩ ካህን፡ ሰብሕዎ ለeግዚaብሔር ኵልክሙ aሕዛብ። ፲፪ ሕዝቢ፡ ወይሴብሕዎ ኵሎም ሕዝብ። ፲፫ ካህን፡ eስመ ጸንaት ምሕረቱ ላeሌነ። ፲፬ ሕዝቢ፡ ወጽድቁሰ . ), ዮውሃንስን ቴድሮስ Yohannes Tedros, ይመስገን ሓይለኣብ Ymesgen Haileab, ያዕቆብ ገብረእየሱስ Yakob Ghebreeyesus, “እዛ መጽሓፍ እዚኣ ተባህለን ተገብረን ዝብል መንገዲ ተረትን ጽዉጽዋይን ዝሓዘት ኢያ። ብተወሳኺ ድማ ሓደ ሓደ ለባማት ጀጋኑን ባህልን ግብርን ብሓጺር ዘመልክት ኣዉሎን ማሰን መልቀስን ይርከብ። ኣብ መጨረሽታ ናይታ መጽሓፍ ሕንቅልሕንቅሊተይ ምስላታትን ምሳሌን ሒዛ ኣላ።, “ዝተፈላለዩ ሓጸርቲ ልብ-ወለዳት ጽዉጽዋያትን ዋዛ ምስ ቁም ነገርን ሒዛ እትርከብ መጽሓፍ እያ።, ሃብተ ዘርአ/መምህር Habte Zere (T.), ሓድሽ ገብረመድህን ደብታ/መጋቢ Hadish Ghebremedhn Debta/Megabi, “ንናይ ክርስቶስ ኣምላኽነት ዝኸሓደ ናይ ኣርዮስ ደቂ መዛሙርቱ ንዝኾኑ ናይ ሕዋ መሰኻክር ኢና ንዝብሉ ዝተዋህበ መልሲ።, ስም ደራሲ ኣይተፈልጠን Unknown Author, መልኣከ ኣሮን ቺልዮነ/ኣባ Melake Aron Chilyone (Aba), ማሕበር ሃዋርያት Mahber Hawarya, ማሕበር ሃዋርያት Mahber Hawarya, ማሕበር መንእሰይ “ፍኖተ ብርሃን Mahber Menseyat Fnote Brhan, ማሕበር መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ኢትዮጵያ Mahber Mexhaf Kdus nay Ethiopia, ማሕበር መጽሓፍ ናይ ኢትዮጵያ Mahber Mexhaf Kdus nay Ethiopia, “ናይ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ሉቃስ ዝጸሓፎ ወንጌል”።, “ናይ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ማርቆስ ዝጸሓፎ ወንጌል።, “ናይ ስቓይ ትርጉም። ናይ ኢዮብ ዛንታ ብተዋስኦ ንምርኣይ ብሓጺር እተዳለወ።, ማሕበር መጽሓፍ ቅዱስ ኢትዮጵያ Mahber Mexhaf Kdus nay Ethiopia, ማሕበር መጽሓፍ ቅዱስ ኢትዮጵያ Mahber Mexhaf Kdus nay Ethiopia, ሮማን ካቶሊክ ሚስዮን Roman Catholic Mision, 2ይ ሕታም። ኣስመራ ስዌደሰ ማሕበር መልእክተ ወንጌል፣ 1934 ዓ.ም. ብዝሒ ገጻት 331, ብዝሒ ገጻት 176, ብዝሒ ገጻት 76, ብዝሒ ገጻት 96, ብዝሒ ገጻት 448, ብዝሒ ገጻት 38, ብዝሒ ገጻት 30።, ብዝሒ ገጻት 61, ብዝሒ ገጻት፣ 226, ብዝሒ ገጻት 367, ብዝሒ ገጻት 82, ብዝሒ ገጻት 64, ብዝሒ ገጻት 43, ብዝሒ ገጻት 177, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1960, ብዝሒ ገጻት 65, ብዝሒ ገጻት 87, ብዝሒ ገጻት 48, ብዝሒ ቃላት 23,600, ብዝሒ ገጻት 92, ብዝሒ ገጻት 118, ብዝሒ ገጻት 232, ብዝሒ ገጻት 154, ብዝሒ ገጻት 144, ብዝሒ ገጻት 139, ብዝሒ ገጻት 208, ብዝሒ ገጻት 113, ብዝሒ ገጻት 50, ብዝሒ ገጻት 397, ብዝሒ ገጻት 325, ብዝሒ ገጻት 346, ብዝሒ ገጻት 267, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 2001, ብዝሒ ገጻት 293, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 2005, ብዝሒ ገጻት 279, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1986, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1986, ብዝሒ ገጻት 98, ብዝሒ ገጻት 114, ብዝሒ ገጻት 53, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1959, ብዝሒ ገጻት 190, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1960, ብዝሒ ገጻት 85, ብዝሒ ገጻት 104, ብዝሒ ገጻት 106, ብዝሒ ገጻት 190, ብዝሒ ገጻት 289, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1998, ብዝሒ ገጻት 62, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 2003, ብዝሒ ገጻት 80, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1953, ብዝሒ ገጻት 52, ብዝሒ ገጻት 478, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 2010, ብዝሒ ገጻት 66, ብዝሒ ገጻት 54, ብዝሒ ገጻት 37, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1958, ብዝሒ ገጻት 152, ብዝሒ ገጻት 60, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1950, ብዝሒ ገጻት 90, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1957, ብዝሒ ገጻት 41, ብዝሒ ገጻት 340, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1961, ብዝሒ ገጻት 64, ብዝሒ ገጻት 79, ብዝሒ ገጻት 80, ብዝሒ ገጻት 248, ብዝሒ ገጻት 59, ብዝሒ ገጻት 735, ብዝሒ ገጻት 157, ብዝሒ ገጻት 67, ብዝሒ ገጻት 40, ብዝሒ ገጻት 201, ብዝሒ ገጻት 77, ብዝሒ ገጻት 26, ብዝሒ ገጻት 563, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1974, ብዝሒ ገጻት 83, ብዝሒ ገጻት 44, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1976, ብዝሒ ገጻት 72, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1981, ብዝሒ ገጻት 286, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1971, ብዝሒ ገጻት 36, ብዝሒ ገጻት 16, ብዝሒ ገጻት 28, ብዝሒ ገጻት 36, ብዝሒ ገጻት 13, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1945, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1897, ብዝሒ ገጻት 121, ብዝሒ ገጻት 98, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1907, ብዝሒ ገጻት 68, ብዝሒ ገጻት 134, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1920, ብዝሒ ገጻት 127, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1923, ብዝሒ ገጻት 333, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1940, ብዝሒ ገጻት 388, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1952, ብዝሒ ገጻት 250, ብዝሒ ገጻት 119, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1941, ብዝሒ ገጻት 164, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1912, ብዝሒ ገጻት 239, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1910, ብዝሒ ገጻት 259, ብዝሒ ገጻት 379, ብዝሒ ገጻት 32, ብዝሒ ገጻት 168, ብዝሒ ገጻት 477, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1901, ብዝሒ ገጻት 183, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1954, ብዝሒ ገጻት 200, ብዝሒ ገጻት 126, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1962, ብዝሒ ገጻት 50, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1977, ብዝሒ ገጻት 137, ብዝሒ ገጻት 60, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1926, ብዝሒ ገጻት 221, ብዝሒ ገጻት 21, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1979, ብዝሒ ገጻት 110, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1975, ብዝሒ ገጻት 75, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1964, ብዝሒ ገጻት 39, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1969, ብዝሒ ገጻት 144, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1978, ብዝሒ ገጻት 129, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1982, ብዝሒ ገጻት 114, ብዝሒ ገጻት 58, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1939, ብዝሒ ገጻት 186, ብዝሒ ገጻት 43, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1973, ብዝሒ ገጻት 43, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1967, ብዝሒ ገጻት 203, ብዝሒ ገጻት 29, ብዝሒ ገጻት 298, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1943, ብዝሒ ገጻት 82, ብዝሒ ገጻት 381, ብዝሒ ገጻት 63, ብዝሒ ገጻት 62, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1966, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1968, ብዝሒ ገጻት 332, ብዝሒ ገጻት 338-524, ብዝሒ ገጻት 540-671, ብዝሒ ገጻት 303, ብዝሒ ገጻት 70, ብዝሒ ገጻት 34, ብዝሒ ገጻት 48, ብዝሒ ገጻት 35, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1949, ብዝሒ ገጻት 309, ብዝሒ ገጻት 505, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1979, ብዝሒ ገጻት 130, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1914, ብዝሒ ገጻት 656, ብዝሒ ገጻት 360, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1913, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1911, ብዝሒ ገጻት 256, ብዝሒ ገጻት 189, ብዝሒ ገጻት 211, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1972, ብዝሒ ገጻት 71, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1932, ብዝሒ ገጻት 528, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1936, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1933, ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1892, ብዝሒ ገጻት 111, ኣስመራ፣ ብናይ ሰቤናዊ ኢትዮጵያ ካቶሊካዉያን ማሕበራት ምንኩስና ጉባኤ ሓልዮ፣, ብዝሒ ገጻት 27. Ñe'ẽ rapykuere oñemboja'óva mbohapy árape: holandañe'ẽ ymaguare térã fránsiko guy gotyo ymaguare (Sa ro'y XII peve), holandañe'ẽ mbytepegua (S. XVI peve . You can download the paper by clicking the button above. ካቫሌሪ Makiya E. kavalier, ምስሌነ ሕቡራት መንግስታት Mslene Hburat Mengstat, ሃይለማሪያም ተ/ማሪያም Hailemariam T/mariam, ኣብርሃም ጊላእዝጊ Abrham Ghilazgi, ኢትዮጵያ Ethiopia, ዘዉደ ካሕሳይ Zewde Kahsay, ገብረክርስቶስ ተኽለሃይማኖት Ghebrekrstos Teklehaymanot, ስዊድናዊት ሚስዮን Sweden Mision, ዓለማየሁ ሃይለ Alemayehu Hayle, ሓይለ መለኮት ካ. This history, which has been given the title of Historia Episcopatus Alexandriae (siglum HEpA), has been the subject of a long-term research by the authors of this contribution, presented in several papers, notes and articles since 2000. Damiyano, ኣስፍሓ ካሕሳይ Asfha Kahsay, እስቲፋኖስ ጋይም Estifanos Gaym, እስጢፋኖስ ጋይም Estifanos Gaym, ኪነስተን ስኒል ሃ.ፍ. እምበኣር ገለ ካብኡ ዝኣከብክዎ ምስላታትን ስውያታትን ''ምቁር ትግርኛ'' ኢለ ሰምየ እነሆ ቀሪበልኩም ኣለኹ እሞ ተቐበሉኒ። ተቐቢልኩም ከኣ ንሰብኩምን ንፈተውትኹምን ኣካፍሉ፡ ተዘናግዕሉ እውን። ንውሉድኩም ከኣ . Zerezghi Haile, Toronto Canada Zerezghi Haile Abstract Learn Basic Geez Grammar 2015. O/michael Alem(T.) & Smon Tsegay (En. መጽሓፍ ቅዱስ ብትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣምላኽን ንህይወትና ዘለዎ ፍቓድን ንምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ። መጽሓፍ ሮሜ ኻብ ሓፈሻዊ ራእይ ብዛዕባ ኣምላኽ ክንፈልጦ እንኽእል እተወሰነ ነገራት ከም ዘሎ ትነግረና እያ ። ብዘይ ቅዱሳት ጽሑፋት ሰባት . To browse Academia.edu and the wider internet faster and more securely, please take a few seconds to upgrade your browser. ብምባል ጽሑፉ ይጅምር።, ቀንዲ ጠባይ ወይ ገጸ– ባህሪይ ናይዛ መጽሓፍ “ወዲ ሓሊብ” ንዓለም ብኣሕዛኒ መልክዓ ዝተፈላለያን ናብ ገድሊ ምስተሰለፈ ድማ ኣብቲ ብህዝባዊ ግንባር ዝተመስረተ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ተመልሚሉ ምዱብ ተዋጋኣይ ክኸውን ዝበቕዐ ኤርትራዊ መንእሰይ ኢዩ። “ሓሞት” ኣብ ድሎት ሃገራዊ ልቢን መበቆላዊ ባህሪያትን ተጋደልቲ ኣብ ዉሽጢ ሓድነቶም ዝነበረ ፍልልይ መልክዕ ውግእ ሃሓሊፉ ዘጋጥም ስዕረት ናይ ውግእን ንዓወት ኲናት ኣብ ሰውራኦም ዝነበሮም ብሩህ ተስፋን ንምዝንታው ኣዕሚቛ እተሐንብስ ድርሰትያ።, ካብቲ ብዙሕ ግዜ ናብ ጸጽቡቁ ወይ ጠጥዕሙ ጥራይ ኣዘንቢሉ ዘዘንቱ ናይ ስነ-ጽሑፍና ቅዲ ብመጠኑ ተፈልያ ከም ኩሉ ህይወት ወዲ-ሰብ ኣብ ሰውራውን ጽቡቅን ሕማቕን መልክ ዕጉዕዞን ናይ ሰባት ምጉንፋጥን ምፍሕፋሕን ዳህሲሳ ኣላ።, ሃይለ ቢዘን Haile Bizen, 53 ምሩጻት ግጥምታት ዝሓቐፈ መጽሓፍ እዩ። ንሓሳብ፣ ንስቕታ፣ ንሞት፣ ንንእስነት፣ ንኾምፕሽታቶ፣ ንጽባቐ፣ ዝርከብዎም ሰፊሕ ፍልስፍናዊ፣ ማሕበራዊ፣ ባህላውን ታሪኻውን ፍጻመታት ብዓሚቝ ኣጸሓሕፋ ዝቐረበ መጽሓፍ ድማ እዩ።, (1520)፣ እታ “Expedition of Portuguese Embassy into Abyssina” ብዝብል ኣርእስቲ ብ1520 ብኣባ ፍራንቸስኮ ኣልቫረዝ ዝተጻሕፈት፣ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ብዛዕባ ምድሪ ባሕሪ ነጋሲ እትገልጽ መጽሓፍ ‘ያ። 34 ምዕራፋት ናይዛ መጽሓፍ ብፍላይ ኣባ ፍራንቸስኮ ኣልቫረዝን ብጾቱን ኣብ ምድሪ ባሕሪ ዝፈጸምዎ ጉዕዞ ኣቢሲንያ ተጠቓልላ፣ መጽሓፍ’ያ።ኣብቲ እዋን ‘ቲ ኤርትራ ብእንስሳ ዘገዳምን እንስሳ ዘቤትን ኣገራብን ሃብታም ከምዝነበረትን ህዝባ ተቐባሊ ጋሻን ስዓብቲ ክልቲኡ ሃይማኖታት (ኣመንቲ ክርስቲያንን ኣመንቲ ምስልምናን) ብስኒት ይነበሩ ከምዝነበሩን ፣ እቶም ኣመንቲ ምስልምና ነቶም ኣሕዋቶም ኣመንቲ ክርስትና ንጸሎት ዝኸውን መስጊድ ከምዝሃብዎም ትገልጽ።, ብዛዕባ ምረት ኣብ ኤርትራ ዝጸንሐ ሰንሰለታዊ መግዛእቲ ብፍላይ ድማ ስርዓት ደርግ ብዝገብሮ ብዝነበረ ማሕረድን ምርሻንን ከምቲ ደቂ ተመን ካብ ገዝኦም ወጺኦም ከይተመልሱ ፋሕ ዝብሉ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቁጸሩ ኤርትራዊያን ህይወቶም ንኽዕቅቡ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ፋሕ ከምዝበሉ እትገልጽ መጽሓፍ ኢያ።, እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ካብ ታሪኽን ኣመዓባብላን ሕጊ ኣትሒዛ ዳርጋ ንኹሎም ክፍልታት ሕጊን ትርጉማቶምን ከምኡ ድማ ስርዓታዊ ሕጊን ኣሰራርሕኡን ብሕጽር ዝበለ ትገልጽ። እንተኾነ ስም ናይዛ መጽሓፍ ከምዝሕብሮ መባእታዊ ሓተታ እምበር ዕሙቅ ዝበለ መግለጺታት/ሓተታ የብላን። ይኹን እምበር ደራሲ ከም መወከሲ መታን ከገልግሉ ብምባል ብሙሉኦም ምንጭታት ናይ ጽሑፉ ኣብ መወዳእታ ናይ’ዛ መጽሓፍ ዘርዚርዎም ይርከብ።, እዛ መጽሓፍ ትርጉም ሰብኣዊ መሰላት፣ ኤሮጳዉያን ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ተመኩሮን ኣገዳስነት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሃገርናን ብኸመይ ከነተግብሮ ከምእንኽእልን ደረታት ሰብኣዊ መሰላትን ሕጽር ዝበለ መግለጺ ይርከባ።, “ሓደ ወላዲ ንዉላዱ ብዛዕባ እዛ እንነብረላ ዓለም ካብ ሓጎሳ ሓዘና እንካብ ሰሓቓ ብኽያታ ዝበዝሐ ምዃኑ መፈጸምትኡ እዉን ሓዘንን ብኽያትን ምዃና፣ ብዙሕ መከራን ፈተናን ዝርከባ ምዃኑ ምፍላጥ ከም ዘድሊ ይገልጽ። እንካብ ሓደ ሓደ መጽሓፍቲ ተዋጺኡ እተጻሕፈ እዩ”።, ሄኖክ ገ/ሚካኤል መሪጌታ Henok G/Michael Mergeta, ትሕዝቶ መጽሓፍ ንዓበይቲ ተማሃሮ ዝወሃብ ናይ ስነ-ፍልጠት ትምህርቲ ኢዩ። ኣብ ትሽዓተ ምዕራፋት ድማ ተኸፋፊሉ ትርከብ። ኣርእስትታት እቲ መጽሓፍ ድማ ጥዕና፣ ሓመድ፣ ማይ፣ ኣግራብን ምርባሕ ደርሁን የጠቓልል።, ህ.ግ.ሓ..ኤ.
Tennisheim Marienthal Bei Mario Geisenheim Speisekarte,
Belgien Rauchen Im Lkw,
Frasi Per Annunciare L'arrivo Di Un Fratellino,
Dws Riesterrente Premium Kündigen,
Vadim Garbuzov Let's Dance,